ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094

“ጋሻ ዚኮነ ጸልማት” ታሪኽን አፈጣጥራ ናይዛ ዓለም አብ እንምርምረሉ፡ካብ ብርሃን ዘይኮነ ካብ ጸልማት እዩ ዚጅምር። ሰማይ ምድር አብ ዚተፈጥ ርሉ ብዘይ ወለሓደ ተቓናቓኒ ጸልማት ነጊሱ ነበረ። ድሕሪ 12 ተ ሰዓት ግና ዚተወሰነሉ ናይ ስልጣን ደረት ስለዘብቕዐ፡ ቦትኡ ንብርሃን ገዲፉሉ ተዓዝረ።…

“ጋሻ ዚኮነ ጸልማት ታሪኽን አፈጣጥራ ናይዛ ዓለም አብ እንምርምረሉ፡ካብ ብርሃን ዘይኮነ ካብ ጸልማት እዩ ዚጅምር። ሰማይን ምድርን አብ ዚተፈጥርሉ ብዘይ ወለሓደ ተቓናቓኒ ጸልማት ነጊሱ ነበረ። ድሕሪ 12ተ ሰዓት ግና ዚተወሰነሉ ናይ ስልጣን ደረት ስለዘብቕዐ፡ ቦትኡ ንብርሃን ገዲፉሉ ተዓዝረ። በዚ ሥርዓት…

ናይ መጀመርያ አመንቲ”ናይ ትንሣኤ መሰኻኽር”ተባሂሎም ተጸዊዖም። ሓዋርያት በዚ ስም ይፍለጡ፡ “ምስክረይ ክትኮኑ” ብምባል ክርስቶስ ሰማያዊ ስልጣን ሃቦም፡(ሉቃ 24፥48) ይሁዳ ንክርስቶስ ብምሻጡ ክብሩ ሰአነ፡ስልጣኑ ተሓድገ፡ቅዱስ ጰጥሮስ “ካብ እዚኣቶም ሓደ (ኢዮስጦስን ማትያስን) ብዛዕባ ትንሳኤኡ ምሳና ምስክር ኪኸውን ይግባእ እዩ።(ግብ 1፥15-26) ብምባል ነቶም…

ጸናጽል ድምጹ ኣዝዩ ጥዑም ዚኮነ ናይ ምስጋና ንዋያተ ቅድሳት እዩ። ካብ ጥንቲ ሌዋውያን ሎሚ ክሳብ ዘሎው ግሩማን ናይ ሓዲስ ቤተ መቅደስ መዘምራን፡ ካብ ዚቀደመት ድንካን ሙሴ፡ ክሳብ አብ ዘመና ዚበጽሐት አማናዊት ቅድስተ ቅዱሳን / ቤተ ክርስቲያን/ አብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሒዝናዮ…

ካብቶም ብዕለት ዓርቢ ድዝየሙ ዜማ ሓደ እዩ። ቃሉ ናይ ጽርዕ ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግ ስትከ(ኦ ጎይታ በታ ትመጽእ መንግስትካ ዘክረና) ማለት ዩ። ቅድስት ቤተ ክርስትያን ናይ ክርስቶስ ናይ መከራ ግዜ ብፍላይ ካብ ፍርቂ ማልቲ (ፋዱስ) ክሳብ ሰዓት…