ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094

ሞተ በፍቃዱ ወተቀብረ በሥምረቱ ሞተ ከመ ይቅትሎ ለሞት (ብፍቃዱ ሞተ ብፍታዉ ድማ ተቀብረ ንሞት ክስዕሮ ሞተ)ቅዳሴ ቅዱስ ዮሓንስ ወልደ ነጎድጋድ ሞት ክርስቶስ። ንዓለም ፈጢሩ በኢዱ ጨቢጡ ዚሓዘ ጎይታ ብፍቃዱ አብ ጉባኤ እቶም ክፏአት አይሁድ ተታሒዙ ብቓላት ዘይግለጽ ከቢድ መከራ ተቐበለ።(መዝ…

‘ቍርባን’፦ ማለት መንፈሳዊ ኣምኃ፣ መሥዋዕት፣ መባእ . . . ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ዝቐርብን ዝወሃብን እዩ። ኣብ ዘመነ ብሉይ፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መሥዋዕቲ እንስሳን እኽልን ቍርባን ይብሃል ነበረ። (ዘሌ. 4፥1-35፤ 5፥1-19፤ 6፥1-30፤ 7፥1-15) ኣብ ሓዲስ ኪዳን ግና ቍርባን ዚበሃል ናይ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ…