ቅድስት በኣታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ

ብዛዕባ ማሕበረ ቅድስት በኣታ ለማርያም

ኣንቀጸ ብርሃን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝመደበራ ኮይና ናኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ይኹኑ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣንበብቲ ቋንቋ ትግርኛ መንፈሳውን ኣነቓቓሕን መደባታ ናብ ህዝባ ትዝርግሕ።

መዓልታዊ ትሕደስን ሓደስቲ ጽሑፋት ዝዝርግሓላን መጏዊት መርበብ ሓበሬታ ኢያ።

ዕላማ ናይዛ መርበብ ሓበሬታ

ዕላማ ናይዛ መርበብ ሓበሬታ ንህጻናት፡ ዓበይቲ፡ መንእሰያትን ጾታ ብዘይ ኣፋላላይ ኣብ መንፈሳዊ ኣፍልጦኦም ክብ ከብሉን ኢዩ።

ነፍሲ-ወከፍና ዓቕምና ነፍሪ

ቀጻልነትን ዕበይትን ምስግጋር ኣፍልጦ ኣብ ሕብረተ-ሰብና ኣባና ኣብዞም ሕጂ ዘለና ኢዩ ዝምርኮስ፡ ስለዚ ሎሚ ንፈልጦ ብዓቕማና ንኻሎኦት ነካፍል።

ናይ ኩልና ዓቕሚ ምስ ተኣከበ

ዓቕምና ምስ ተኣከበ ኣዝዩ ብዙሕን ብሉጽን’ዩ ዝኸውን፡ ስለዚ ኢና’ምበር፡ ኣብ መንፈሳዊ ዓቕምታት ሕብረተሰብና ክብ ንምባል በዚ መርበብ ሓበሬታ ዝጀመርና።

ስለዚ ንሕበር

ብጽሕፈት ይኹን ካልእ ዓቕምኹም ከተበርክቱ ምስ ትደልዩ ኣብዚኣ ጠዊቕኩም ርኸቡና።

ሓቢርና መንፈሳዊ ፍልጠት ሕብረተ-ሰብና ነዕቢ።

×