ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094

ስለምንታይ ብሕይወት ምንባር ተቓርጽ? እዛ ሕይወት መቐረት ስለ ዚሰአንካላ ዲኻ? ናብራ ስደት ስለ ዚኸበደካ? ትርጉም ሕይወት ስለ ዘይተረደካ? ስለምንታይ ምንባር ዚስልችወካ? ምናልባት መድኃኒት ብዘይ ርክቦ ሕማም ኣብ ዓራት ስለ ዚተደንስካ? ዚሓሰብካዮ ስለ ዘይሰመረልካ? ዚአመንካዮ ስለ ዚጠለመካ ወይስ ናይ ልብኻ ተማኽሮ…