ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094

ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኅቱም መጽሓፍ( THE SEALED LETTER)ኢሳ 29:11-12 ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ነብያት ዝኾነ ቅዱስ ኢሳይያስ ኣብ መጽ ሓፍ ትንቢቱ ንዘልኣለም ዘይልወጥ ማኅተም ድንግልና እመቤ ታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ብኣምሳል ኅቱም መጽሓፍ ብኣዝዩ ረቂቅ ምስጢራዊ ብምግላጹ…