እዚ መርበብ ሓበሬታ እዚ ወግዓዊት ልሳን ናይ ቅድስት በአታ ለማርያም ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ እያ።

ሓገዝ ንመስርሒ ቅድስት በአታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ

ቅድስት በኣታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ  ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ጆሃንስበርግ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!!…

“ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ።” ትንቢተ ዳንኤል (10:21)

አምጻኤ ዓለማትን ፈጣሬ ፍጥረታትን ልዑል እግዚአብሔር ብዕለተ እሑድ ሾብዓተ ሰማያት ምስ ፈጠረ፡ ማእምራን (ፈላጣት) ከምኡ`ውን ለባውያን (ዝሓስቡ) ገይሩ ንመላእክት ፈጠሮም።…

 
 
 
 

ኅቱም መጽሓፍ

 
 

መዝ. ዳዊት ም:87 ፍ፡5

ብዛዕባ ጽዮን ድማ፣ እዝን እትን ኣብኣ ተወሊዶም፣ ኪበሀል እዩ፣ እቲ ልዑልውን ባዕሉ ኼጽንዓ እዩ።

“ንኣምላኽ ዝረኣዮ ሓደ እኳ የልቦን፡ እንተኾነ እቲ ኣብ ሕቑፊ ኣቦ ዘሎ፡እቲ በይኑ ውሉድ ዝኾነ ኣምላኽ ገለጾ” ዮሓ.1፡18

“ንጹኃን ልቢ ንኣምላኽ ክርእይዎ እዮም እሞ ብፁኣን እዮም ።” ኢሉና እዩ ማቴ.5፥8። እሞ ኣብ ዘመን ነብያቱ ዝኾነ ዘንጊዕና፥ነቲ ቀጥታ ባዕሉ ዝበለናውን’ዶ ኣይፋል ክንብል ክንደፍር ኢና ፧ ዝገርም እዩ። ብካልእ ወገን’ውን ሓዋርያት ብኣመክንዮም “ዘይፍለጥ ሥውር ኣይኮነን፥እንታይ ደኣ ብኦሪትን ብነብያትን ብርግጽ ፈሊጥናዮ ኢና።” ንዝበልዎ ንጹህን ጽኑዕን ዝኾነ ትምህርቲ እምነት ዘይምቕባል እዩ።

ናይ ሓባር ወፍሪ

ሓገዝ ንመስርሒ ቤተ ክርስትያን

ሓገዝ ንመስርሒ ቤተ ክርስትያን ቅድስት በአታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ

×