ነገረ ቅዱሳን

ንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ” – ደብረ ታቦር

ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ ክርስቲያን ዝበሃሉ ሠለስተ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ዝኾኑ ቅዱስ ጴጥሮስን ደቂ ዘብዴዎስ ቅዱስ ያዕቆብን ቅዱስ ዮሓንስን…

ንባብ ቀጽሉንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ” – ደብረ ታቦር

“ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ።” ትንቢተ ዳንኤል (10:21)

አምጻኤ ዓለማትን ፈጣሬ ፍጥረታትን ልዑል እግዚአብሔር ብዕለተ እሑድ ሾብዓተ ሰማያት ምስ ፈጠረ፡ ማእምራን (ፈላጣት) ከምኡ`ውን ለባውያን (ዝሓስቡ) ገይሩ ንመላእክት ፈጠሮም። ኣብ 99 ነገድ፡ ኣብ ዓሰርተ ከተማ፡ ኣብ 3 ሰማያት ድማ ኣንበሮም። መላእክት ዝብል ቃል፣ መልእኽተኛታት፡ ምሕረት እግዚአብሔር ናብ ሰብ ከምኡ`ውን…

ንባብ ቀጽሉ“ንኣይ ዝሕግዘንን ዝከላኸለለይን ሚካኤል እዩ።” ትንቢተ ዳንኤል (10:21)
×