ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094
ኣድራሻና
166 6th Ave, Bezuidenhout Valley, Johannesburg, 2094

ዓርቢ ስቅለት እንቓዕ ብሰላም አፈጸመና!! ምሥጢር እታ ደብዳቤ ጎይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ዚተሰቕለሉ መስቀል 7እመትን ፈረቓን ነበረ።ቤተ አይሁድ ነቲ ሓደ እመት ልዕሊ ርእሱ ዚነበረ ክፉት ቦታ አብ መስቀል ተሰቒሉ ዘሎ ሰብ መንነቱ ዚገልጽ ጽሑፍ ወረቐት ዚስቐለሉ እዩ። ጲላጦስ አይሁድ ንክርስቶስ ምስ…

ሊቶስጥሮስ ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ዓርቢ ረፋድ ሰዓት ትሽዓተ አብታ ከተማ መመሊሱ እናሓየለ ህውከትን ናዕብን እናበርትዐ ምስከደ ንአይሁድ ዘመሓድሮም ዚነበረ ሮማዊ ዚኮነ ጲላጦስ ሊቶስጥሮስ አብ ዚተባህለ ናይ ሕዝቢ መከቢ ( አደባባይ) ተገልጸ። እቲ ዘመን ቤተ እስራኤል ብባዕዳውያን ገዛእቲ…

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። አምላከ ሕያዋን እግዚአብሔር እንቋዕ ካብ ዘመን ናብ ዘመን እናሳገረ፤ ናብቲ ባሪኹን ቀዲሱን ዝሃበና ዓቢይ ጾም ብምሕረቱ ኣብጸሓና። ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓና ኣብነት ኮይኑ ንዝሰርዓልና መገዲ ሕይወትን ጸጋን ንዝኾነ ጾም ብዝግባእ ክንጥቀመሉን፤ ብንስሓን…