መንፈሳዊ ዜና

ባሕረ ሓሳብ ፡ሓሳበ ዘመን ዘዘመነ ማርቆስ ወንጌላዊ 2018 ዓመተ ምሕረት

  ባሕረ ሓሳብ ፡ሓሳበ ዘመን 2018 ዓ.ም. ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና እትጥቀመሉ መቝጸሪ ዘመን ባሕረ ሓሳብ ይበሃል። ባሕረ ሓሳብ ማለት ቍጽሪ ዘለዎ ዘመን፤ ናይ ዘመን ቍጽሪ፤ ሓሳብ ናይ ዘመን ማለት እዩ። ነዚ ዝቐመሮ ድማ መበል 12 ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ግብጺ…

ንባብ ቀጽሉባሕረ ሓሳብ ፡ሓሳበ ዘመን ዘዘመነ ማርቆስ ወንጌላዊ 2018 ዓመተ ምሕረት

ቃለ ቡራኬ (መልእኽቲ) ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ ፮ይ ቅዱስ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ ብምኽንያት ርእሰ ኣውደ ዓመት ቅዱስ ዮሓንስ 2018 ዓ.ም.ግ (2025 ዓ.ም.)

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ “ወሐድሱ ልበክሙ። / አእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ።” (ሮሜ. ፲፪፡፪/12:2) ክቡራንን ክቡራትን፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሃገር እትነብሩ ሕዝበ ክርስቲያን፡ ብሓፈሻ ኵልኹም ሕዝቢ ኤርትራ እንቋዕ ካብ ፳፻፲ወ፯/2017 ዓመተ ምሕረት፡ ዘመነ ማቴዎስ ወንጌላዊ፡ ናብ ፳፻፲ወ፰/2018 ዓመተ ምሕረት፡…

ንባብ ቀጽሉቃለ ቡራኬ (መልእኽቲ) ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ ፮ይ ቅዱስ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ ብምኽንያት ርእሰ ኣውደ ዓመት ቅዱስ ዮሓንስ 2018 ዓ.ም.ግ (2025 ዓ.ም.)

ደብረ ብርሃን ቅድስት በአታ ለማርያም ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ተመሪቓ!

ብዕለት 02 የካቲት ካብ ኤርትራ ዝመጹ ልዑኻት ቅዱስ ሲኖዶስ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስን ሊቀ ጳጳስ ደቡብ ሃገረ ስብከት ዓዲ ቐይሕን፡ ብፁዕ አቡነ ሳዊሮስ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ፡ ተሓጋጋዚ ቅዱስ ፓትርያርክ ሊቀ ካህናት ቀሺ ዘሚካኤል…

ንባብ ቀጽሉደብረ ብርሃን ቅድስት በአታ ለማርያም ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ተመሪቓ!

ሥርዓተ ሢመት ወጸሎተ ተቀብዖ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኤርትራ ብዘሐብን መንፈሳዊ ሥርዓት ተፈጺሙ!

ሎሚ ዕለት 18 ጥር 2017 ዓ.ም (26/01/2025) ሥርዓተ ሢመት ወጸሎተ ተቀብዖ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትርያርክ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ብኣዝዩ ድሙቕን ምዕሩግን ሥነ ሥርዓት ተፈጺሙ። ኣብዚ 9ተ ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ሀገረ ኤርትራ ሊቃነ ጳጳሳትን…

ንባብ ቀጽሉሥርዓተ ሢመት ወጸሎተ ተቀብዖ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ 6ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኤርትራ ብዘሐብን መንፈሳዊ ሥርዓት ተፈጺሙ!

ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኮይኖም ተመሪጾም!

ትማሊ ዕለት 30 ኅዳር 2017 ዓ.ም.ግ (09/12/2024 ፈ.) 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ንምምራጽ ኣብ ዝተገብረ ጉባኤ ሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ ተመሪጾም። ብመሠረት ዝወፀ መርሓ ግብር ምርጫ ድኅሪ ጸሎት፡ ካብቶም ብቅዱስ ሲኖዶስ ዝተዋህቡ 85 ድምፂ መረጽቲ ማለት…

ንባብ ቀጽሉሊቀ ጳጳስ ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ 6ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኮይኖም ተመሪጾም!

ሓገዝ ንመስርሒ ቅድስት በአታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ

ቅድስት በኣታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ  ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ጆሃንስበርግ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን!!! ሓገዝ ንመስርሒ ቤተ ክርስትያን መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቅዳም ልዑል እግዚአብሔር አብ ሕይወትኩም ሰላምን ጥዕናን አብ ስራሕኩም ድማ በረኸትን ረድኤትን ክልግሰልኩም ንምነ።…

ንባብ ቀጽሉሓገዝ ንመስርሒ ቅድስት በአታ ለማርያም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ
×